Loading the player...


INFO:
ሰላም ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ፈተውተይን ኣድነቕተይን ብሙልእኹም ''ደሓን ኩኒ'' ዘርእስታ ፍልይ ብዝበለ ህርመት ቅዲ ሙዚቃ ዝሰራሕናያ ሓዳሽ ደርፊ ኣብ ቀሪባ መዓልታት ሒዘልኩም ይመፅእ ኣለኹ :: ከምቲ ኩሉ ግዜ ድጋፍኩምን ሃናፂ ርኢቶኹም ኣይፈለየኒ🙏::